ብርዒ ህጻናት / Bir’e Hitsanat exercise book

kr 420

ብርዒ ህጻናት / Bir’e Hitsanat

“ብርዒ ህጻናት”፡ኣብ መጻኢ ደቅና ብምትኳር፡ዝሰርሕ መደብ ኮይኑ፡ኣካል ናይቲ ብዘመን ቶይስ እናተዳለወ ናባኹም ዝቐርብ፡መምሃሪ ጥሙር ትሕዝቶ ዘለዎ’ዩ።

“ብርዒ ህጻናት”
ህጻናት ብወለዲ እናተደገፉ፡ቋንቋ ኣዲኦም ንኽመልኩ ዝሕግዝ፡5ተ ዝተፈላለየ ዓይነት ትሕዝቶ ዘለዎ’ዩ።

1-ህጻናት የእዳዎም ንምንቅስቓስ ዝሕግዞምን፡ቅኑዕ ኣተሓሕዛ ንኽመሃሩሉ ዘኽእሎምን፡ምስቲ ብርዒ ዝግጠም ፍሉይ መሳርሒ ዘለዎ።

2-እቲ ብዓይነቱ ፍሉይ ብርዒ፡ኣብ ሓጺር ጊዜ ቀለሙ ዝሃፍፍ ብምዃኑ፡ዳግማይ ክላመድሉ ዘኽእል’ዩ።

3- ፊደላት ግዕዝ/ ትግርኛ ባዕሎም ብቕርጾም እናረኣዩ ክላመድሉ ዝኽእሉ መላመዲ ኣለዎ።

4- ስእልታት ብዝቐለለ መንገዲ ዝላመድሉ መላመዲ ምጽሓፍ’ውን ኣለዎ።

5-ብካንቫስ እተሰርሐ ቻርት፡ኣብ ገዛ ዝንጥልጠል ብማይን ካልእን ዘይበላሾ ዘካተተ’ዩ።

“ብርዒ ህጻናት”
ራኢና -ኣብ መጻኢ ደቅና!

Kategori:

Omtaler

Det er ingen omtaler ennå.

Bli den første til å omtale “ብርዒ ህጻናት / Bir’e Hitsanat exercise book”

Din e-postadresse vil ikke bli publisert. Obligatoriske felt er merket med *